we have received award from different organizations and Government
Posted by TYA Face Book
===========
እብ ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ዝተተሓዙ ሓደ ቁልፊ ስራሕ ማመትናይ ኣይስቲ ሰክተር ኣጣነክርካ ኣብ ስራሕ ምውዓል ብፍላይ ድማ ናይ ዌብሳይትን ፌስቡክ ገፅን ብምጥቃም በብምዓልቱን ;
ሰምናዊን ወራሓዊን ዝተሰርሑ ንጥፈታት ብዌብሳይትን ፌስቡክ ገፅን ገይርካ ንኣባላትን ሕ/ሰብን በብግዚኡ ማመት ዝሰርሖም ስራሕቲ ምፍላጥን ምግዋሕን እዩ::እዚ መሰረት ብምግባር ናይ ማመትኣይስቲ ክፍሊ ካብ ጥቅምቲ ወርሒ 2012 ዓ/ምጀሚሩ ኣፍቶም ልዕሊ ዝተጠቀሱ ስረሕቲ እንዳተንቀሳቀሰ ይርከብ::
ሓበሬታ