Strategic Plan

Published: Saturday, 08 February 2020 Written by Super User

1.ሓደሽቲ ሓሳባት ብምትእትታዉ  ነቲ ናይ ሐዚ ጠለብ መንእስይ ዝምጥን ኣወዳባን ቁመናን ክህልዎ ምግባር

  • 1.1. ህልዉ ቆመና ማመት ብሰብ ሞያ ምፅናዕ
  1. ኣወዳድባ ማመት ምፅናዕ

II.መንእሰይ ትግራይ ንምንታይ እዩ ኣብ ማመት ዘይዉደብ ዘሎ

  • - ኣብ ስፖርት ዝነጥፉ ስፕርትኛታትን ደገፍትን
  • - ተመሃሮ ካልኣይ ብርኪ፣ቴሞትስን ዩኒቨርስቲን
  • - ኣብ ደኣንት ዝተዋፈረ መንእሰይ
  • - ብማሕረስ ዝመሓደር መንእሰይ
  • - ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ዝስርሕ መንእሰይ
  • - ኣብ ኢንዳስትሪ ስሪሑ ዝናበር ሸቃላይ
  • - ኣብ ከነ-ጥበብ ዝነጥፉ መናእሰይ
  • - ኣካለ ጉድኣት መናእሰይ

ዘሎ መዋቕራዊ ቅርፂ ማመት ተፀኒዑ  ክስተኻኸል ምስራሕ

  • ኣድላይነት ክፍልታት መማት ምፅናዕ
  • ዞባታት ከመይ ክዉደቡ ኣለዎም ምፅናዕ
  • ወረዳታት ከመይ ክዉደቡ ኣለዎም ምፅናዕ
  • ድጋፍ ወሃቢ ሰራሕተኛታት ክመይ ይወደቡ ምፅናዕ
  • ኣወዳድባ ጣብያ ምፅናዕ
  • ሃለዋት ልምዓት ጉጅለ ምርግጋፅን ዘሎ ኣወዳድከመይ ክዉን ኣለዎ ምፅናዕ

እምነታት መናእሰይ ምፅናዕ

  • ፓለቲካዊ ታሳትፎን ተጠቀምነቱን ምስ ምርግጋፅን ዘይምርግጋፅን ምኽንያቱን
  • ኢኮኖምያ ተሳትፎንተጠቃምነቱን ምስ ምርግጋፅን ዘይምርግጋፅን ምኽንያቱን
  • ማሕበራዊ ተሳትፎንተጠቃምነቱን ምስ ምርግጋፅን ዘይምርግጋፅን ምኽንያቱን
  • ጠለብን ድልየትን ኣካላጉድኣትን ምስ ምርግጋፅ

ዓለም ለኻዊ ተመክሮ ዉዳበታት መናእሰይ ምፅናዕ

  • ተመክሮ ዉዳበታት መናእሰይ ዓለም ተዳህሲሱ
  • ኣብ ዉዳበና ብምትእትታዉ ለዉጢ ዘምፅእን ዝጎልሀ ተመክሮ ምትእትታዉ

 ፍልፍል ሃፍቲ ማሕበርና ንምድንፋዕ ዝስርሑ ስራሕቲ

       ምጥያሽ ልቓሕን ዕቋርን ዉዳበ

  • ቅድም ኢሎም እዚ ማሕበር እናመርሑ ዝነበሩ መናእሰይ
  • ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ጠለባት መናእሰይ ክትምልስ እንተኾይና ክተተግብሮም ኣለዎ ኢሎም ካብ ዘቐመጥዎ ራኢይ ሓደ ናይ ልቓሕን ዕቋር ማሕበር ብምጥያሽ ናይ ልቓሕ ኣቕርቦት ኣብ ምቅላል ናይ ባዕላ ተራ ምፅዋት የድሊ ዝብል እዩ ነይሩ፡፡
  • እዚ ራኢይ ብቀሊሉ ከም ዝትግበር ድማ ብዘይ ምንም ፋይናንሳዊ ዓቕሚ /ካፒታል ዘይብላ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጣየሸት ፋና መናአሰይ ናይ ዕቋርን ልቓሕን ማሕበር ምልክትና እያ፡፡
  • እዛ ማሕበር ካብ ትምስረት ዛጊድ 4ተ ዓመት ዘቑፀረት ኮይና ኣብዚ 4ተ ዓመት ዉሽጢ ኣባላታ ካብ ዝዓቐርዎ ልዕሊ 70 ሚልዮን ብር ንመናአሰይ ኣለቂሓእያ፡፡
  • ቁፅሪ ኣባሎም ንምድንፋዕ ብዝሰርሕዎ ፅዕፁዕ ስራሕ ኣድማዒ ብምንባሩ ልዕሊ 2000 ኣባል ብምፍራት ዝተፃረየ ኣታዊታት ናይታ ማሕበር እናበረኸ ይኸይድ ኣሎ፡፡
Attachments:
Download this file (FInal SP after  stakehders anaysis 1.pdf)Strategic Plan[Five Year Strategic Plan of TYA (2017-2021)]978 kB