News

Published: Thursday, 30 January 2020 Written by Super User

Posted by TYA Face Book

===========

Image may contain: text

 

 እብ ዓመት 2012 ዓ/ም ኣብ ዝተተሓዙ ሓደ ቁልፊ ስራሕ ማመትናይ ኣይስቲ ሰክተር ኣጣነክርካ ኣብ ስራሕ ምውዓል ብፍላይ ድማ ናይ   ዌብሳይትን ፌስቡክ ገፅን ብምጥቃም በብምዓልቱን ;

ሰምናዊን ወራሓዊን ዝተሰርሑ ንጥፈታት ብዌብሳይትን ፌስቡክ ገፅን ገይርካ ንኣባላትን ሕ/ሰብን በብግዚኡ ማመት ዝሰርሖም ስራሕቲ  ምፍላጥን ምግዋሕን እዩ::እዚ መሰረት ብምግባር ናይ ማመትኣይስቲ ክፍሊ ካብ ጥቅምቲ ወርሒ  2012 ዓ/ምጀሚሩ ኣፍቶም ልዕሊ ዝተጠቀሱ ስረሕቲ እንዳተንቀሳቀሰ ይርከብ::

ሓበሬታ

  • ዌብሳይት (tigrayyouth.org) ብዝሕ ሰብ ኣፍልጦ ስለዝየብሉ ንክፋለጥ ምግበር
  • ፌስቡክ ገፅና(https://www.facebook.com/tyahead/)ኣባላትናን ካልኦት ኣፍልጦ ስለዝየብሉም ;ላይክ ሸር; ፖስት ;ንክገብሩ ምግባር ስልጠና ምሃብ::
  • ዝተፈላለዪ ናይ ማመት ድፓርትመንትን ፕሮጀክትታትን ዝሰርሕዎ ስርሓቲ ብሓፂሩ ብምፅሓፍ ንኣይስቲ ክፍሊ ንክፍልጡ ምግባር::