Plan & Economy

Published: Thursday, 30 January 2020 Written by Super User
  1. ተጠቃምነት ኣባላት ማመት ኣብ ገጠር

    • ኣብ መሬት ሽግሽግ 77,843 ኣባላትና መናእሰይ
    • ኣብ መጠሻ ዕደላ 63,901 ኣባላትና መናእሰይ
    • ኣብ ጎቦን ጉህምን 172,243 ኣባላትና መናእሰይ
    • ኣብ ልምዓት መስኖ 122,671 ኣባላትና መናእሰይ

    ኣብ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳ ተጠቀምቲ ዝኾኑ መናእሰይ 157707 ብድምር እንቲኾኑ

    • ኣብ ምህጣር ከፍቲ 30,812 መናእሰይ
    • ኣብ ፀባ ላሕሚ 17,769 መናእሰይ
    • ኣብ ምህጣር ጤለበጊዕ 49,986 መናእሰይ
    • ኣብ ልምዓት ደርሆ 34,506 መናእሰይ
    • ኣብ ልምዓት ንህቢ 24,634 መናእሰይ ተጠቀምቲ ኮይኖም ክኾኑ ኪኢሎም እዮ

    ኢኮኖምያዊ ተጠቃምነት ኣባላት ማመት ከተማ

    ኣብ ደቀቕትን ኣኣናእሽትን ንንግዲ ትካላት ደኣንት 43,026 ኣባላትና ክጥቀሙ ጌርና ኢና

    • ኣብ መበገሲ ካፒታል 105,990 ኣባላትና መናእሰይ ወዘተ ዝኣመሰሉ ዓውደ ስራሓቲ ተጠቃሚ ንምግባር ብዝለዓለ ማሕበርና ሰፋሕቲ ስራሕቲ ሰሪሑ እዩ።

___________________________________________________________________________________________

 

  1. ካብ Global Fund ዝተረኸበ 4.5ብር ን 601ኣባላትና ኣብ ከተማታት ዓ/ዓዲ፣ ዓድዋ፣ ኣኽሱምን ሽረ፣ ከተማ ኣላማጣን ማይጨውን ኣብ ገጠር ወረዳታ ድማ ጉመኸዳ፣ ሓውዜን፣ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ፣ታ/ኣድያቦ ፣ሕ/ወጀራት 30 ማሕበራት ደኣንት ተዘዋዋሪ ልቓሕ ሂብና ኢና።
  2. ካብ UNICEF ዝተረኸበ 5.6 ብር ን 560 ኣባላትና ካብ ወረዳታት ድማ ኣሕረፎም፣ ና/ዓዴት፣ ታ/ማይጨው፣ መረብ ለኸ፣ ቆላ ተምቤን፣ ወርዒ ለኸ፤ ፤መ/ዛና፣ ኣ/ፅምብላ፣ ራያ ዓዘቦ፣ ራያ ኣላማጣ፣ ሳ/ሳምረ፣ ክፍለ ከተማ ኩይሓ፣ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ፣ ክፍለ ከተማ ዓይደር፣ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ልቓሕ ሂብና ናብ ስራሕ ክኣትዉ ጌርናነ ኢና  ።
  3. ካብ USAID ኢትዮጵያ ዝተረኸበ  40 ሚልዮን ን16023 ሰራሕ ዕድል ዝፈጠረ ኣብ ዝሓወዩ ጎቦታት ትግራይን መሬት ኣልቦ መናእሰይን ካብ ስደት ተመለስትን ንመናእሰይ ከባቢ ሃፍቲ መሰረት ዝገበረ ስራሕ ፈጠራ/Environmental Entreprenuership Program/ ብዝብል ኣብ ወረዳታት ቆላ ተምበን፣ ደጉዓ ተምበን፣ እንደርታን ራያ ዓዘቦን ን6 ዓመታት ብፓይለት ዝስራሕን ንቐፃሊ ዝጋፋሕን ፕሮጀክት ኣብ ምስራሕ ይርከብ።
  4. ካብ UNDP ዝተረኸበ 12,580,704.96 ብር ን2,180 ኣባላትና ኣብ ከተማ መቐለን ዓዲ ግራትን ኣብ ናይ መናእሰይ ስራሕ ዕድል ምፍጣር ማእኸል ገይሩ ዝተዓደለ ተዘዋዋሪ ልቓሕ ዝተፈጠረ ዕድል ስራሕን ።