Best Practice Projects

Published: Monday, 03 February 2020 Written by Super User

 

 

SUCCESSES HISTORY

MASHO W/BIRHAN

Masho w/birhan, a 16 year old girl, lives in Kuiha sub city, one of our project area, in Mekelle,Tigray region. She started attending school at the age of seven. She is disciplined obedient to her parents and teachers. Her mother frequently   reminded her that education is the only way out of dependency and achieve her family inspiration. Masho heed her advice and remained focused on her education like other children and she is un outstanding student.  But when she was grade 8 unexpected questions comes from her father.

He wanted her to get married early. Masho and her mother can’t agree with this idea. She told her friend about this, and her friend also told  Ziada Liule, who is deputy speaker of kuiha children parliament. Ziada is well awared of child right. So, she told this to the school principal. The school principal together with the SAG and the children parliament were able to influence the  women and social affairs of Kuha sub city. With the efforts of the SAG and the Children parliament  her father accepted and the arranged marriage is finally stopped. Now Masho is attending  grade 9. After this Ziada who has been deputy speaker of the Kuiha children parliament is also elected deputy speaker of the regional children parliament in this year.

 

ሓቢሩ ዝሰርሖም ሕዚ ፕሮግራሞም ወዲኦም ዘቋረፁ

  1. ብ CCRDA ዝተረኸበ 5 ሚልዮን ቅርሺ ኣብ ምክልኻል ሕማም ዓሶ ማእኸል ጌሩ ኣብ ናይ ትግራይ ቆላማ ከባብታት ካብ ዝኾኑ 3 ወረዳታት ራ/ዓዘቦ፣ ራ/ኣላማጣ ን ከተማ ኣላማጣን ዝተሰርሐ ።
  2. ካብ ህፃናት ኣድሕን ኣሜሪካ /SAVE the children USA / ዝተረኸበ 20 ሚልዮን ቅርሺ  ኣብ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ማእኸል ኣብ ከተማ ኣላማጣ፣ ከተማ ማይጨው፣ ክፍለ ከተማ ኩይሓ፣ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ፣ክፍለ ከተማ ሰሜን፣ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ፣ ከተማ ውቕሮ፣ከተማ ዓዲ ግራት፣ እንትጮ፣ ከተማ ዓድዋ፣ ከተማ ኣኹሱም ፣ከተማ ሽረ፣ከተማ ሸራሮ፣ከተማ ሑመራ ዝተሰር ።
  3. ካብ ባዓል መዚ መንገድታት ኢትዮጵያ ዝተረኸበ 15 ሚልዮን ቅርሺ ብፕሮጀክት ERA-1፣ ERA-2፣ ERA3 ምስ ናይ ቻይና ኮንስትራኽሽን ኩባናታት ብምትእስሳር ኣብ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ማእኸል ጌሩ ዝተሰርሓ ኣብ ከተማ  ዓዲግራት ፣ዓድዋ ፣ወረዳታት ሓዉዜን ፣ ጋንታ ኣፈሹም፣ ወረዳ ዓድዋን ኣሕፈሮምን ሕንጣሎ ወጀራትን
  4. ካብ ኮምሽን ኣውሮፓ ሕብረት ዝተኸበ  2 ሚልዮን ቅርሺ ምስ ማሕበራዊ ረዲአት ትግራይ ብምዃን  ኣብ ዓቕሚ ምዕባይ ማእኸል ጌሩ ኣብ ወረዳ እንደርታን፣ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባን ከተማ ኣላዓጣን ዝተሰርሐ ፕሮጀክት ።

  5. ካብ ማሕበራዊ ተሓታትነትነ ኢትዮጵያ  ፕሮግራም /ESAP1,ESAP2/ ብባንኪ ዓለም ዝድገፍ  ምስ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ብምዃን ዝተረኸበ 8 ሚልዪን  ኣብ ምጉልባት ተሳትፎ ሕብረተሰብ ማእኸል ጌሩኣብ ወረዳታት መደባይ ዛና፣ታሕታይ ማይጨው ቆላ ተምብየንን ዝተሰርሐ። 

  6. ካብ ኣክሽን ኤይድ ኢትዮጵያ  ዘተረኸበ 3 ሚልዮን ቅርሺ ኣብ ፅሬት ትህርቲ ማእኸል ዝገበረ ኣብ ወረዳታት ደጉዓ ተምቤን፣ ሳሓርቲ ሳምረን ኣላጀን ዝተሰርሐ።

  7. ካብ UNICEF/HAPCO ዝተረኸበ 4.5 ሚልዮን ኣብ ማንዛ ንማንዛ ኣስተምህሮን ዓቕሚ ምዕባይ መናእሰይን ማእኸል ጌሩ ኣብ ማእኸላት መናእሰይ መቐለን፣ ማይጨውን ዓድግራትን ውቕሮ ማራይን ዝተሰርሐ።

  8. ካብ ዓለም ባንኪ ዝተረኸበ ድጋፍ 4 ሚልዮን ቅርሺ ምስ ቢሮ ጥዕና (HAPCO) ብምትእስሳር  ኣብ ክለባት ዓቕሚ ምዕባይን ህይወት ክህሎት ስልጠናን መናእሰይ ማእኸል ገይሩ ዝተሰርሐ።

  9. ካብ UNFPA ዝተረኸበ 5 ሚልዮን ምስ ቢሮ ጥዕና(HAPCO) ብምትእስሳር ኣብ ሓበሬታ ማእኸል ምስፍሕፋሕ መሰረት ጌሩ ዝተሰርሑ

  10. 10. ኣብ ምክልኻል ዘይሕጋዊ ስደት ምስ CSSP/Civil society support program/ ዝበሃል ብ ኢንግሊዝ ኤምባሲ ኣቢሉ ዝመፅእ ድጋፍ 7 ሚልዮን ኣብ ዙርያ ዘይሕጋዊ ስደት ምክልኻል ኣብ ወረዳታት ራያ ኣላማጣ ፣ራያ ዓዘቦ፣ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ፣ክፍለ ከተማ ሰሜን፣ ኣፅቢ ወንበርታ፣ ክልተ ኣውላዕሎ፣ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ፣ ኣሕፈሮም ማእኸሉ ጌሩ ሰሪሑ እዩ።
  11. ኣብ ምክልኻል ብርሰት ገረብን ምትእትታው ከባቢ ዘይፃባእ ጉልበትን ምስ CSSP/Civil society support program/ ዝበሃል ብ ኢንግሊዝ ኤምባሲ ኣቢሉ ዝመፅእ 5 ሚልዮን ፍልፍ ገንዘብ ኣብ ዙርያ መናእሰይ ኩናማ ካብ ቃንጫ ሰሊጥ ፈሓም ምፍጣርን ነዚ እንዳሸጡ ናብረኦም ንምምሕያሽን ዝተሰርሐ
  12. ካብ PSI ኢትዮጵያ ዝተረኸበ 20 ሚልዮን ቅርሺ ኣብ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ/ ኤድስ ኣብ ወረዳታት ከተማ ኣላማጣ፣ ራያ ዓዘቦ ከተማ መኾኒ፣ ከተማ ኮረም፣ ከተማ ማይጨው ፣ ክፍለ ከተማ ኩይሓ፣ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ፣ ክፍለ ከተማ ሰሜን፣ ከተማ ማይጨው፣ ከተማ ዓዲ ግራትን ከተማ ዓብይ ዓድን ዝተሰርሐ።